• ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ለካቲት 2025)

  • Feb 5 2025
  • Durée: 4 min
  • Podcast

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ለካቲት 2025)

  • Résumé

  • ንሎሚ ረቡዕ 05 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታት: ** ኣብ ምዕራባዊ ቪክቶርያ ፡ በርቂ ንዘበገሶ ባርዕ ዱር ንምምካት፡ ሰራሕተኛታት መጥፋእቲ ሓዊ ኣብ ልዑል ተጠንቀቕ ይርከቡ... ** ፖሊስ ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ናይ ስዊድን ልዕሊ 10 ሰባት ዝቐተለ ድራኸ ይምርምር ... ** ስትራዲቫሪዩስ ቫዮሊን ኣብ ኒው ዮርክ ብ ኣስታት 18 ሚልዮን ዶላር ክትሽየጥ እያ ...
    Voir plus Voir moins

Ce que les auditeurs disent de ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ለካቲት 2025)

Moyenne des évaluations de clients

Évaluations – Cliquez sur les onglets pour changer la source des évaluations.