• ደሞዝ ዝክፈሎ ናይ ወለዲ ዕረፍቲ ኣብ ኣውስትራሊያ ንመንን ብኸመይን'ዩ ዝርከብ፧

  • Feb 5 2025
  • Durée: 10 min
  • Podcast

ደሞዝ ዝክፈሎ ናይ ወለዲ ዕረፍቲ ኣብ ኣውስትራሊያ ንመንን ብኸመይን'ዩ ዝርከብ፧

  • Résumé

  • ኣብ ኣውስትራሊያ ሓደሓደ ወለዲ ካብ መንግስቲን ኣስራሕቶምን ናይ ወላዲ ዕረፍቲ ክፍሊት ኽውሃቦም ይኽእል ። እንተኾነ ንኹሉ ሰብ ዝምልከት መሰል ኣይኮነን ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ትሕዝቶ ፤ ንዝወልዱ ወለዲ ዝወሃብ ደሞዝ ዝክፈሎ ናይ ወለዲ ዕረፍቲ እንታይ ከምዝረኽቡ ፤ ንመን ከምዝፍቀደሎም ፤ ብኸመይ ከምዝሕተት ክርእይ ኢና ።
    Voir plus Voir moins

Ce que les auditeurs disent de ደሞዝ ዝክፈሎ ናይ ወለዲ ዕረፍቲ ኣብ ኣውስትራሊያ ንመንን ብኸመይን'ዩ ዝርከብ፧

Moyenne des évaluations de clients

Évaluations – Cliquez sur les onglets pour changer la source des évaluations.